ወ/ሮ ኣዳነች ኣቤቤን ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተዓዚቦም

ኣዲስ ኣበባ ፣ 29 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ሃገራዊ ፈተና 12 ክፍሊ 2013 ዓ.ም ካብ ክልል ትግራይ ወፃእ ኣብ ኩለን ክልላት ይወሃብ ኣሎ።

ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ወይዘሮ ኣዳነች ኣቤቤን ሚኒስትር ትምህርቲ ፕሮፌሰር ብርሃኑ ነጋን ኣወሃህባ ፈተና 12 ክፍሊ ተዘዋዊሮም ተዓዚቦም፡፡

ብሓፈሻ ብብርኪ ሃገር ክልል ትግራይ እንተይሓወሰ 617 ሺሕ ተምሃሮ ብሄራዊ ፈተና 12 ክፍሊ እናወሰዱ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ኣዲስ ኣበባ እውን 36 ሺሕን 415 ተምሃሮ ፈተና እናወሰዱ ከምዝኾኑ ተገሊፁ።

ብቅድስት ተስፋዬ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment