ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን

 

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ጥሪ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ሚኒስትር እቶት ወ/ሮ ኣይናለም ንጉሴ ምስ ጉጅለ ልኡኽ ኣይ ኤም ኤፍ ምብራቕ ኣፍሪካ ዘቲየን።

እተን ሚኒስትር ምስ ኣባላት እቲ ልኡኽ ብሓባር ኣብ ዝሰርሕኦም ጉዳያት ምዝታየን ካብቲ ሚኒስቴር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቶም ኣባላት ኣብ ፃንሒቶም ኢትዮጵያ ዝሓዘቶ ለውጢ ብመንፅር ምዕዋት እቶት ምዕባይ ዘኽእሉ ስራሕቲ ህንፀት ዓቕሚ ትኹረት ብምግባር ብቕርበት ከምዝሰርሑ ተገሊፁ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

 

Comments (0)
Add Comment