ወ/ሮ ቡዜና ኣልቃድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 18 መስከረም፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ቡዜና ኣልቃድር ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽሪ ኣዲስ ኣበባ ኮይነን ተመሪፀን።

ወየወዘሮ ቡዜና ቅድሚ ሕዚ ሚኒስትር ዲኤታ ሚኒስቴር ህሊን ቱሪዝምን ኮይነን እናገልገላ ፀኒሐን ኢየን።

እቲ ቤት ምኽሪ ካብዚ ብተወሳኺ፥ ወይዘሮ ፈይዛ መሓመድ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ብምግባር መሪን።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment