ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሚያዝያ፣ 2013 (ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ስደት ዝርከቡ ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስን ብዘላቕነት ምጥያሽ ዝከኣለሉ ኩነታትን ኣድሂበን ምስ ኣምባሳደር ስዑድ ዓረብ ኣብ ኢትዮጵያ ሳሚ ጃሚል ዓብዱላህ ተዛቲየን።

ኣብ ሞንጎ ክልቲአን ሃገራት ዘሎ ናይ ነዊሕ እዋን ርክብ ብዝበለፀ ንምጥንኻር ብዝበለፀ ንምጥንኻር ኣብ ዘኽእሉ ዓውዲታት ምትሕብባር ኣመልኪቶም እውን ተዛቲዮም፡፡

ኣብቲ ዝገበሩዎ ዘተ፥ ኣብ ስደት ዝርከቡ ኢትዮጵያውያን ዜጋታት ናብ ሃገሮም ንምምላስን ብዘላቕነት ንምጥያሽን ምዝራቦም ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment