ወ/ሮ ሙፈሪያት ካሚል ምስ ኣመራርሓታት ተፀዋዕቲ ትካላት ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ፣ 10 ጉንበት፣ 2012(ኤፍ.ቢ.ሲ)ሚኒስትር ሰላም ፌዴሪኢ ወይዘሮ ሙፈሪያት ካሚል ኣብ ኣፈፃፅማን እዋናዊ ጉዳይን ኣድሂበን ምስ ኣመራርሓታት ተፀዋዕቲ ትካላት ተዛቲየን።

እተን ትካላት ልኡኽቶኦም መሰረት ብምግባር ኢትዮጵያ ዘለዋ ፅዕንቶ ብምሽካም ሃገርን ህዝቢን ካብ ሓደጋ ንምክልኻል ዝገብረኦ ዘለዋ ርብርብ ውፂኢታዊ ምዃኑ ኣብቲ እዋን ዘተ ተገምጊሙ።

እቲ ሚኒስቴር ቤት ዕዮን እተን ተፀዋዕቲ ትካላትን፥ ብመንፅር ትፅቢት ዝግበረለን ኩለመዳይ ሓላፊነት ህዝቢን ሃገርን ኣብ ቀፃሊ ክስርሑ ዝግበኦም ብዙሓት ዕዮ ገዛታት ከምዝፅበዩዎም እውን ተሓቢሩ።

እዚ ንምዕዋት ድማ ብውልቀን ብሕብረትን ብዝተጠናኸረ ምልክዑ ምስራሕ ከምዝግባእ እተን ሚኒስትር ምግላፀን ካብ ሚኒስቴር ሰላም ዝረኸብዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ ናይ ቴሌግራም ገፅና ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!
https://t.me/tigrignafana

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment