ወደብን ተርሚናልን መቐለ ናብ ኣገልግሎት ተመሊሱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወደብን ተርሚናልን መቐለ ናብ ኣገልግሎት ከምዝተመለሰ ትካል ኣገልግሎት ትራንስፖርትን ሎጂስቲክስን ባሕሪ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣገልግሎት ብሰንኪ ዝነበረ ፀገም ፀፅታ ተቛሪፁ ከምዝፀንሐ ካብቲ ትካል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ስለዝኾነ ናብ ወደብን ተርሚናልን መቐለ ዝኸዱ ኣተውቲ ፅዕነታት  ካብ ሎሚ 26 ሚያዚያ 2015 ዓ.ም ጀሚሩ ካብ መበገሲ ወደብ ባሕሪ ንኦፕሬሽን መቐለ ምኽፋት ከምዝከኣል ተገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment