ወይዘሮ ፈትያ አደም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይነን ተሾይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 19 መስከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ፈትያ አደም ኣፈ ጉባኤ ቤት ምኽ ምምሕዳር ከተማ ድሬዳዋ ኮይነን ተሾይመን።

እተን ኣፈ ጉባኤ እቲ ስልጣን ካብ ነበር ኣፈ ጉባኤ እቲ ቤት ምኽ ወይዘሮ ፈጡም ሙስጠፋ ኣብ ዝተረከባሉ እዋን፥ ዝመረፀን ህዝቢ ብቕንዕና ንምግልጋል ቃል ኣቲየን።

እቲ ቤት ምኽሪ ንወይዘሮ ከሪማ ዓሊ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ገይሩ ሾይሙ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ

Comments (0)
Add Comment