ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 መሰከረም፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ወይዘሮ ሎሚ በዶ ምክትል ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ኮይነን ተመሪፀን።
እተን ምክትል ኣፈ ጉባኤ ኣብ ቅድሚ ኣባላት እቲ ባይቶ ብምቕራብ ብፕሬዚዳን ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ መኣዛ ኣሸናፊ ቃለ ማሕላ ፈፂመን።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ
Comments (0)
Add Comment