ወይዘሮ ሌሊሴ ደሳለኝ ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ብምዃን ተሸይመን

ኣዲስ ኣበባ፣ 26 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ሎሚ መዓልቲ ኣብ ዘካየዶ ስሩዕ ጉባኤ፥ ሹመት ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ወይዘሮ ሌሊሴ ደሳለኝን  ምክትል ፕሬዚዳንት ላዕለዋይ ቤት ፍርዲ ፌዴራል ወይዘሮ ዛህራ ኡመር ዓሊን መርሚሩ ኣፅዲቑ።

እቲ ሹመት ብኣብዝሓ ድምፂ ከምዝፀደቐ ተገሊፁ።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment