ወኪላት ክፋላት ሕብረተሰብ ኣጀንደኦም ኣብ ቃለ ጉባኤ ይውድቡ ኣለዉ

ኣዲስ ኣበባ፣ 23 ግንቦት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ወኪላት ክፋላት ሕብረተሰብ ኣጀንደኦም ኣብ ቃለ ጉባኤ ይውድቡ ኣለዉ።

ካብ ኩለን ወረዳታት ምምሕዳር ኣዲስ ኣበባ ዝተውፃእፅኡ 11 ክፋላት ማሕበረሰብ ዝወከሉ ልዐሊ 2 ሺሕ ተሳተፍቲ ካብ 21 ግንቦት 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ነዝሓለፉ ክልተ መዓልታት ካብ ዝወከሎም ክፋላት ማሕበረሰብ ሒዘምዎ ኣብ ዝመፅኡ ኣጀንዳ ክዛተዩ ፀኒሖም ኢዮም።

ኣብ ናይ ሎሚ መዓልቲ ንጎሆ መርሃ ግብሪ ድማ ኣጀንደኦም ናብ ሓደ ቃለ ጉባኤ ናይ ምውዳብ ኩነታት ኣብ ሆቴል ግዮን የሳልጡ ኣለዉ።

ብተወሳኺ ኣብቲ ከይዲ ዝሳተፉ ዘለዉ ተወከልቲ ኣብ ቀፃሊ መስ መዳርግቲ ኣካላት ንዝገብርዎም መድረኻት ዘተ ሕድሕዶም 11 ተወከልቲ ምሕራይ ጀሚሮም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment