ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃምን ቤት ፍርዲ ቀሪቦም

ኣዲስ ኣበባ፣ 5 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ኣይተ ሙሉጌታን ኣስረስን ብርጋዴር ጀነራል ኣብርሃም መውጫን ሎሚ መዓልቲ ናብ ቤት ፍርዲ ቀሪቦም።

ኣብ መዝገብ እኒ ወናኒ ሪልስቴት ሙለር ዝተኻተተ ተጠርጣሪ ድማ ልዕሊ ብር 81 ሚሊየን ብባንኪ ኣንበሳ ኣቢሉ ንፅንፈኛ ጉጅለ ህወሓት ሓገዝ ንምግባር እናዘዋወረ ከምዝነበረ ሓበሬታ ምርካቡ መርማሪ ፖሊስ ንቤት ፍርዲ ገሊፁ።

እቶም ተጠርጠርቲ ንመሬት ብዝብል ብማሕበር ተወዲቦም ካብ ባንኪ ኣንበሳ ብተወሳኺ ብኣርባዕተ ባንኪታት ነቲ ፀረ ሰላም ጉጅለ ገንዘብ እናዘዋወሩ ከምዝነበረ ገሊፁ።

ብታሪክ ኣዱኛ

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment