ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 25 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ወተሃደራዊ ኣካዳሚ ኢትዮጵያ ሕፁያት መኮንናት የመርቕ ኣሎ።

እቶም ሕፁያት መኮንናት ኣብ ኣብ ማእኸል መሰልጠኒ ሁርሶ ኮንቲጀንት ዝሰልጠኑ ኢዮም ተባሂሉ።

ኣብ ስነ ሰርዓት እቲ ምርቓት፥ ላዕለዋይ ኢታማዦር ሹም ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ከንቲባ ምምሕዳር ድሬዳዋ ከድር ጁሃር፣ ዝተፈላለዩ ወተሃደራዊ ኣታሼታት፣ ጀነራል መኮንናትን ፃውዒት ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተረኺቦም።

እቶም ተመረቕቲ፥ ብፍልጠት፣ ክእለትን ኣተሓሳስባን ሙሉእ ዝገብሮም ስልጠና መሪሕነት ከምዝወሰዱ ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ሰራዊት ምክልኻል ሃገር ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment