ወሰን ተሳገርቲ ወለንታዊያን ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ክልላትን ምምሕዳራት ከተማን ዝተውፃእፅኡ ወሰን ተሳገርቲ ወለንታዊያን ኣብ ከባቢ ከተማ መቐለ ፈልስታት ብምትካል ሓምለዋይ ኣሰሮም ኣንቢሮም።

እቲ ተኸላ ፈልሲ ኣብ መላእ ሃገር ናይ ዝሳለጥ ተኸላ ፈልሲ ወለንታዊያን ወሰን ተሳገርቲ ሓደ ኣካል ኢዩ ተባሂሉ።

እቶም መናእሰይ ካብ 27 ሰነ 2016 ዓ.ም ጀሚሩ ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ፈልሲ ብምትካል፣ መንበሪ ኣባይቲ ዓቕሚ ናይ ዘይብሎም ወገናት ብምሕዳስን ኣረጋዊያን ብምድጋፍን ወለንታዊ ተግባር ይፍፅሙ ከምዘለዉ ተገሊፁ።

ልገሳ ደም፣ ኣገልግሎት ንፅህናን ተመሳሰልቲ ተግባራትን እውን ምፍፃሞም ግዜኢ ፀብፂቡ።

Comments (0)
Add Comment