ወራሲ ዓራት ሱልጣን ኣሕመድ ዓሊሚራህ ሹመት ተቐቢሎም

ኣዲስ ኣበባ፣ 4 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ወራሲ ዓራት ሱልጣን ኣሕመድ ዓሊሚራህ ሹመት ተቐቢሎም

ነበር መራሒ ሱልጣኔት ዓፋር ሱልጣን ሃንፍሬ አሊሚራህ ቅድሚ ውሱናት ዓመታት ህይወቶም ምሕላፉ ስዒቡ ኢዩ እቶም ሓዎም ስልጣን ተረኪቦም።

ሎሚ መዓልቲ ኣብ ክልል ዓፋር ከተማ ኣስሓይታ ኣብ ዝተገበረ ስነ ሰርዓት ምቕባል ስልጣን ኣፈ ጉባኤ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ  ታገሰ ጫፎ፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ዓፋር ኣወል ኣርባ፣ ርእሰ ምምሐዳር ክልል ኦሮሚያ ሽመልስ አብዲሳ ሓዊሱ ካልኦት ላዕለዎት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ፌዴራልን ክልልን ተረኺቦም።

ብሳሙኤል ወርቃየሁ

 

#Ethiopia

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment