ኳታር ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ልዝብ ይካየድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 20 መጋቢት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኳታር ኣብ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ዘድሃበ ልዝብ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ይካየድ ኣሎ።

እቲ ኮንፈረንስ ቪዲዮ ኣብ ዲሃ ዝርከብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኮን ምስ ዝተብሃለ ትካል ኣማኻሪ ስራሕቲ ቢዝነስ ብምትሕብባር ዝተዳለወ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ዘተ ብቐንዱ ትክብ ንግዲ ኢትዮጵያን ኳታርን ክድህስስ ኢዩ ተባሂሉ፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ኣብ ኢትዮጵያ ኣማራፂታት ንግዲን ንሰብ ሃፍቲ ወፃኢ ዝተመቸዎም ዕድል ኣድሂቡ ልዝብ ተገይሩ ኢዩ፡፡

ኣብቲ ኮንፈረንስ ቪዲዮ፥ ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ፣ ሰብ ሃፍቲ ኳታር፣ ሓለፍቲ እቲ ኤምባሲን ዕድመ ዝተገበረሎም ኣጋይሽን ተሳተፍቲ ኮይኖም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/c/fanabroadcastingcorporate/ሰብስክራይብ

ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment