ኮፈረንስ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካ ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 11 ሕዳር፣ 2017 (ኤፍ ቢ ሲ)መበል 13 ኮፈረንስ ምሕደራ ኢንተርኔት ኣፍሪካ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ሎሚ መዓልቲ ድማ “ዲጂታል ኣፍሪካ ጋህዲ ንምግባር ጥንኩራት መዳርግቲ ኣካላት ምህናፅ የድሊ” ብዝብል መሪሕ ሓሳብ ምስ ኣባላት ፓርላማ ዘተ ተኻይዱ።

እቲ ኮንፈረንስ ሎሚ መዓልቲ ሓዊሱ ንሰለስተ መዓልቲታት ኣብ ኣዲስ ኣበባ ኣዳራሽ ኣፍሪካ ኢኮኖሚክ ኮሚሽን ክካየድ ኢዩ።

ብታሪኩ ለገሰ

Comments (0)
Add Comment