ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ይሳለጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 25 ግንቦት፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)”ናይ ሓባር ሓላፍነት ንደሕንነት ሳይበር” ብዝብል መሪሕ ቃል ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ኣብ ኣዲስ ኣበባ ይሳለጥ ኣሎ።

ኮንፈረንስ ተቓላዕነት ሚዲያ ሳይበር ኤጀንሲ ኢንፎርሜሽንን መረብ ድሕንነትን ምስ በዓል መዚ መራኸብቲ ሓፋሽ ኢትዮጵያ ብምትሕብባር ዘዳለዎ ከምዝኾነ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment