ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ 992 ሚሊየን ብር ኣታዊ ረኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 2 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ 992 ሚሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ኣፍሊጡ።

እቲ ኣታዊ ኣብ መፍረይቲ ሼዳት ካብ ዝለምዐ መሬት፣ ንመንበሪ ኣባይቲ ካብ ዘገልግሉ ኣፓርታማታትን ካብ ክራይ ህንፃን ዝተረኸበ ኢዩ ተባሂሉ።

እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት ልዕሊ 244 ሚሊየን ብር መኽሰብ ከምዝረኸበ ኣብቲ ኮርፖሬሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment