ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ንልዕሊ 27 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ፈጢሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 1 ለካቲት፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ 6 ኣዋርሕ ንልዕሊ 27 ሺሕ ዜጋታት ዕድል ስራሕ ከምዝፈጠረ ገሊፁ።

እቲ ዕድል ስራሕ ኣብ 12 ፓርክታት ኢንዱስትሪን ናፃ ቀጣና ነግዲ ድሬዳዋን ዝተፈጠረ ከምዝኾኑ ተሓቢሩ።

ገምጋም ኣፈፃፅማ መደባት ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ቀዳማይ ፈረቓ ዓመት 2016 ዓ.ም ኣብ ከተማ ድሬዳዋ ይግምግም ኣሎ።

ኣብቲ መድረኽ ገምጋም፥ ዕድል ስራሕ ካብ ዝተፈጠረሎም መናእሰይ እተን 84 ሚኢታዊ ደቂ ኣኒስቲዮ ከምዝኾና ተሓቢሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment