ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ

ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ጥሪ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ኮርፖሬሽን ልምዓት ፓርክታት ኢንዱስትሪ ኣብ ዝሓለፉ ሽዱሽተ ኣዋርሕ ልዕሊ 1 ነጥቢ 9 ቢሊየን ብር ኣታዊ ከምዝረኸበ ገሊፁ።

እቲ ኣታዊ ካብ ክራይ መፍረይቲ ሼዳት፣ ካብ ክራይ ዝለምዐ ሊዝ መሬት፣ ኪራይ ኣፓርትመንታትን ህንፃታትን፣ ሓደ ማእኸል ኣገልግሎት ከምኡውን እቲ ኮርፖሬሽን ኣብ ዘመሓድሮም ፍሉያት ዞባታትን ኣብ ውሽጢ ነፃ ቀጠና ንግዲ ዝወሃቡ ኣገልግሎታትን ክፍሊታት ከምዝኾነ ገሊፁ።

 

Comments (0)
Add Comment