ኮሞሮስ እዋናዊ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ ተረኪባ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 11 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሞሮስ እዋናዊ ኣቦ መንበርነት ሕብረት ኣፍሪካ ካብ ሴኔጋል ተረኪባ።

መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ ሎሚ መዓልቲ ምጅማሩ ይዝከር።

ብመሰረት እዚ ፕሬዚዳንት ኮሞረስ ኣዛሊ ኣሱማኒ ካብ ነበር ኣቦ መንበር ሕብረት ኣፍሪካን ፕሬዚዳንት ሴኔጋልን ማኪ ሳል ኣቦ መንበር 2023 ብዕሊ ተረኪቦም።

መበል 36 ጉባኤ መራሕቲ ሕብረት ኣፍሪካ “ትግበራ ስምምዕነት ናፃ ንግዲ ቀጠና ምቅልጣፍ” ብዝብል መሪሕ ቃል ሎሚን ፅባሕን ክካየድ ኢዩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

 

Comments (0)
Add Comment