ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባ ጀሚሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣኼባ ጀሚሩ።
እቲ ኮሚቴ ፈፃሚ ስራሕ ሎሚ ኣብ ዝጀመሮ ኣኼባ ኣብ ወሳኒ ሃገራዊ ኣጀንዳታትን ስራሕቲ እቲ ፓርቲን ብምዝታይ ብዛዕባ ዝፍፀሙ ተግባራት ኣንፈት ክህብ ኢዩ ዝብል ትፅቢት ኣሎ ክብል ዋና ቤት ፅሕፈት እቲ ፓርቲ ንፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት ኣብ ዝለኣኾ መግለፂ ኣፍሊጡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment