ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚቴ ኣፈፃሚ ስራሕ ፓርቲ ብልፅግና ኣብ ዓበይቲ ሃገራዊ  ኣጀንዳታት ጠመተ ዝገበረ ዘተ የሳልጥ ከምዘሎ ፕሬዚዳንት ፓርቲ ብልፅግናን ቀዳማይ ሚኒስትርን ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ፕሬዚዳንት ኣብ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ፥ እቲ ኮሚቴ ኣብ ዝተፈላለዩ ኣጀንዳታት እቲ ፓርቲ ቆላሕታ ብምግባር ሎሚ ድሕሪ ቀትሪ ኢዩ መድረኽ ዘተ ጀሚሩ።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment