ኮሚቴ ቀይ መስቀል ኣብ ኢትዮጵያ ን390 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ እኽሊ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሰነ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ዓለም ለኸ ኮሚቴ ቀይ መስቀል ኣብ ዝተፈላለዩ ክልላት ኢትዮጵያ ንዝርከቡ 390 ሺሕ ዜጋታት ሓገዝ ገንዘብን እኽሊን ምግባሩ ኣፍሊጡ።

ብዝተገበረ ሓገዝ ንዝቕፅል እዋን ክራማት መፍረያይነት ንምውሳኽ ዘኽእሉ ምሩፅ ዘርኢን እታወት ሕርሻን ንምምላእ ዝጠቅም ገንዘብን ዘበናዊ ዱኽዒን ከምዝሓውስ ተሓቢሩ፡፡

እቲ ሓገዝ ኣብ ክልላት ትግራይ፣ ኦሮሚያ፣ ሶማሌን ኣምሓራን ንዝርከቡ ዜጋታት እናተኸፋፈለ ከምዝኾ ካብቲ ኮሚቴ ዝረኸብናዮ ሐበሬታ የረድእ፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment