ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሚያዝያ፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ፖሊስ ኦሮሚያ ዝሓሸ ኣፈፃፅማ ንዘለዎም ፖሊሳት መርሃ ግብሪ ኣፍልጦን ሽልማትን የካይድ ኣሎ።

እቲ መርሃ ግብሪ ልዑል ዕብየት መዓርግ፣ ሽልማትን ኣፍልጦን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ኣብቲ መድረኽ፥ ፊልድ ማርሻል ብርሃኑ ጁላ፣ ኮሚሽነር  ፖሊስ ፌደራል ጀነራል ደመላሽ ገ/ሚካኤል፣ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ኦሮሚያ  ሽመልስ ኣብዲሳ፣ ኣፈ ጉባኤ ጨፌ ኦሮሚያ ሰዓዳ ኣብዱራህማን ፣ ኣባገዳታትን ካልኦት ኣጋይሽን ተረኺቦም።

ብይስማው ኣደራው

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment