ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ጉምሩክ ኣብ ውሽጢ 9 ኣዋርሕ 103 ቢሊየን ብር ኣታዊ ኣኪቡ።

እቲ ኮሚሽን ኣብ ዘካየዶ ገምጋም 9 ኣዋርሕ ኢዩ ነዚ ኢሉ።

ኣብ ገምጋሙ፥ ምምሕያሽ ኣወሃህባ ኣገልግሎት፣ ኣሰራርሓ ብዘበናዊ ቴክኖሎጂ ምድጋፍን ስራሕቲ ቁፅፅር ምዝማንን ብትኹረት ከምዝተሰርሐ ሓቢሩ።

ብኮንትሮባንድ ኣስታት 3 ነጥቢ 5 ቢሊየን ብር ዋግኦም ናውቲታት ከምዝተትሓዙ ኣብቲ ሪፖረት ምግላፁ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረደእ።

 

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment