ኮሚሽን ሃገራዊ ምኅክር ቀዳማይ ዕላዊ መድረኽ ምፍላጥ የካይድ ኣሎ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽን ሃገራዊ ምኽክር ኢትዮጵያ ቀዳማይ ዕላዊ መድረኽ ምፍላጥ ምስ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣዴታት ሰላምን ይገብር ኣሎ።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት 11ኦም ኮሚሽነራት ምስ ኣቦታት ሃይማኖት፣ ኣባ ገዳታት፣ ዓበይቲ ዓዲን ኣዴታት ሰላምን ምፍላጥ ገይሮም።

ኣብቲ እዋን ምፍላጥ ድማ ካብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት እታ ሃገር ዝተውፃእፅኡ ዓበይቲ ዓዲ፣ ኣባ ገዳታትን ኣዴታት ሰላምን መልእኽቲ ሰላም ኣመሓላሊፎም።

ብኣላዛር ታደለን በላይ ተስፋዬን

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B

5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment