ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ተዛቲየን

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ታሕሳስ፣ 2013 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ለሊሴ ነሜ ምስ ኣምባሳደር ደቡብ ኮሪያ ካንግ ሲኦኪ ተዛቲየን።

ኣብ ኢትዮጵያ ዘለዉ ሰብ ካፍቲ ደቡብ ኮሪያ ክፀንሑ ዝኽእሉሉ ኣግባብ ዘተኮረ ዘተ ከምዝነበረ እተን ኮሚሽነር ኣብ ትዊተር ገፀን ኣፍሊጠን፡፡

ካብዚ ሓሊፉ ድማ ሓደሽቲ ሰብ ሃፍቲ ደቡብ ኮሪያ ኣብ ኢትዮጵያ መዋእለ ንዋዮም ከፍስሱ ዝኽእሉሉ ኣግባብ ዝምልከት ተዛቲዮም ኢዮም፡፡

እዋናዊን ሓዱሽን ሓበሬታ ንምርካብ

ቴሌግራም ገፅና https://t.me/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna ሰብስክራይብ ይግበሩ/ራ!

Comments (0)
Add Comment