ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ሓምለ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሚሽነር ኮሚሽነር ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ኮሚሽነር ሌሊሴ ነሜ ምስ ሓላፊ ጉዳያት ፖለቲካን ኢኮኖሚን ኤምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ጆን ሮቢንሰን ተዛቲየን።
ኣብቲ ምኽክር ኣብ ሞንጎ ኮሚሽን ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያን መንግስቲ ኣሜሪካን ብዛዕባ ዘሎ ምሕዝነት ኢኮኖሚ ልዝብ ተገይሩ፡፡
ካብዚ ብተወሳኺ ምስ ምቕፃል ኣጎዋ ተተሓሒዙ ኢንቨስትመንት ኢትዮጵያ ምድንፋዕ ኣብ ዝከኣለሎም መገዲታትን ስትራቴጂታትን እውን ተዛቲዮም፡፡
ኦምባሲ ኣሜሪካ ኣብ ኢትዮጵያ ተሳትፎ ዘፈር ውልቀ ብምዕባይን ከባቢ ኢንቨስትመንት ናብ ዝለዓለ ብርኪ ብምብፃሕን ሓገዝ ከምዝገብር ከምዘረጋገፀ ካብቲ ኮሚሽን ዝረኸብናዮ ሓሬታ የረድእ፡፡
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም https://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com