ኣዲስ ኣበባ፣ 16 መጋቢት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ዩኒቨርሲቲ ምክልኻል ሃገር ብዝተፈላለዩ ዓውዲታት ዘሰልጠኖም ተምሃሮ የመርቕ ኣሎ።
ኣብ ኮሌጅ ኢንጂነሪነግ ቢሾፍቱ ኣብ ዝሳለጥ ዘሎ ስነ ስርዓት ምረቓ ላዕለዎት መኮንናትን ወተሃደራዊ ኣታሼ ዝተፈላለያ ሃገራትን ተረኺቦም።
እቶም ተምሃሮ ብዓውዲታት ምሕንድስናን ጥዕናን ብቐዳማይን ካልኣይን ዲግሪ ትምህርቶም ዝተኸታተሉ ኢዮም ተባሂሉ።
ካብ ኢትዮጵያዊያን ተምሃሮ ብተወሳኺ ካብ ደቡብ ሱዳን፣ ሱዳንን ሩዋንዳን ዝመፅኡ ተምሃሮ ከምዝምረቑ ግዜኢ ፀብፂቡ።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።