ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 54 ሚሊየን ብር ሓገዝ ኣተኣኻኺቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ ክፍለ ከተማ ኣዲስ ከተማ ንሰራዊት ምክልኻል ልዕሊ 54 ሚሊየን ብር ሓገዝ ምእካብ ከምዝተኽኣለ ምምሕዳር እቲ ክፍለ ከተማ ገሊፁ።

ዋና ፈፃሚት ስራሕ እቲ ክፍለ ከተማ ወይዘሮ ሽታየ መሓመድ ሓዊሱ ኣመራርሓታት እቲ ክፍለ ከተማ ኣብ ወረዳ 1 ብነበርቲ እናተሰናድአ ዝርከብ ምድላው ስንቂ ተዓዚቦም፡፡

ንስራዊት ምክልኻል ሃገር ንምሕጋዝ እናተገበረ ኣብ ዝርከብ ርብርብ ኣብቲ ክፍለ ከተማ ብገንዘብን ናውቲን ልዕሊ 54 ሚሊየን ብር ሓገዝ ከምዝተኣከበ እተን ዋና ፈፃሚት ስራሕ ተዛሪበን፡፡

በድጋፍ አሰባሰቡ ሂደቱ ላይ እየተሳተፉ ላሉ የክፍለ ከተማው ማህበረሰብ ምስጋናቸውን አቅርበዋል

ኣብ ከይዲ እቲ ምትእኽኻብ ሓገዝ እናተሳተፉ ዝርከቡ ማሕበረሰብ እታ ከተማ ምስጋና ምቕራበን ካብ ኮሙዩኒኬሽን እቲ ክፍለ ከተማ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment