ክፍለ ከተማ ቦሌ ንወፍሪ ህልውና ዘተኣኻኸቦ ሓገዝ ኣረኪቡ

ኣዲስ ኣበባ፣ 8 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክፍለ ከተማ ቦሌ ንክብሪ ሃገር ንዝዋደቕ ሰራዊት ምክልኻል ዘተኣኻኸቦ ሓገዝ ኣረኪቡ።

እቲ ክፍለ ከተማ ብገንዘብ 63 ነጥቢ 4 ሚሊየን ከምኡ እውን ልዕሊ 26 ነጥቢ 6 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ናውቲ ኣተኣኻኺቡ ሎሚ መዓልቲ ኣረኪቡ፡፡

እቲ ሓገዝ ዓይነት 142 ሰንጋታት፣ 167 ኣባጊዕን ዝተፈላለዩ እታወታት ምግቢን ኣፋውስን ዘካተተ ኢዩ።

ካብቲ ክፍለ ከተማ ዝተውፃእፅኡ መናእሰይ፣ ኣባላት ነበር ሰራዊትን ኣመራርሓታትን ናብ ግምባር ከምዝፋነዉ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ መርሃ ግብሪ ርኽክብ እቲ ሓገዝ ከንቲባ ኣዳነች ኣቤቤ ሓዊሱ ካልኦት ሓለፍቲ ስራሕ መንግስቲ ተረኺቦም፡፡

ብቆንጂት ዘውዴ

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment