“ክብሪ ፓርቲና ብምሕላው ንምዕባለ ክልልና ክንሰርሕ ኢና” -ኣይተ ኦርዲን በድሪ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ) “ክብሪ ፓርቲና ብምሕላው ንምዕባለ ክልልና ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ርእሰ ምምሕዳር ክልል ሃረሪ ኣይተ ኦርዲን በድሪ ገሊፆም።

መድረኽ ዘተ ህንፀት ኣመራርሓ ላዕለዎት ኣመራርሓ ፓርቲ ብልፅግና ክልል ሃረሪ ይሳለጥ ኣሎ። ከም ኣገላልፃ እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ፓርቲ ብልፅግና ሐዚ ብዝጀመሮ ከይዲ ህንፀት ኣመራርሓ ብቑዕ ኣመራርሓ እናሃነፀ፣ ዝፀረየ ክብሪ ሒዙ ክወፅእ ኢዩ።

ህዝቢ ናይ ምግልጋል ሓላፍነት ብብቕዓት ንምውፃእ መንፈስ ኣገልጋልነት በምልባስ ሃገራዊ ሓላፍነት ብኣግባቡ ዝዋፃእ ኣመራርሓ ምብቃዕ ከምዘድሊ እውን ተዛሪቦም።

“ክብሪ ፓርቲና ብምሕላው ንምዕባለ ክልልና ክንሰርሕ ኢና” ክብሉ ድማ ገሊፆም።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment