ክሳብ ሕዚ ዘሎ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ልዑል ስራሕ ይስራሕ ኣሎ – ቀ/ሚ ኣቢይ (ዶ/ር)

ኣዲስ ኣበባ፣ 13 ጥሪ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ዘለዋ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ኣብዚ ዓመት ልዑል ስራሕ እናተሰርሐ ምዃኑ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ (ዶ/ር) ገሊፆም።

እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ማሕበራዊ ሚዲያ ገፆም ኣብ ዘመሓላለፉዎ ፅሑፍ÷ “ኢትዮጵያ ክሳብ ሕዚ ዘለዋ ልምዓት ቆፅሊ ሻሂ ብዕፅፊ ንምዕባይ ኣብዚ ዓመት ልዑል ስራሕ ይውገን ኣሎ” ኢሎም።

ክሳብ ሕዚ ዝተተኸለ ከምዘሎ ኮይኑ፤ ፍርያት ንምድንፋዕ ልዑል ምድላው ፈልሲ እናተገበረ ከምዝርከብ እውን ሓቢሮም፡፡

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment