ክልል ደቡብ ምስ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ናይ ስልጣን ርኽክብ ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ፣ 24 ጥቅምቲ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ደቡብ ምስ ህዝብታት ደቡብ ምዕራብ ኢትዮጵያ ናይ ስልጣን ርኽክብ ገይሩ።

ርእሰ ምምሕዳር ክልል ደቡብ ኣይተ እርስቱ ይርዳው ካብ ኩሉ ነገር ሃገር ምድሓን ክቕድም ከምዝግባእ ገሊፆም።

ሕብረተሰብ ኣብ ኩሎም ከባቢታት ብንቕሓት ምሕላው ከምዘለዎ ዝሓበሩ እቶም ርእሰ ምምሕዳር፥ ህዝቢ ዝገብሮ ዘሎ ድጋፍ ኣጠናኺሩ ክቕፅል ከምዝግባእ እውን ተዛሪቦም።

እቲ ሓዱሽ ክልል ብቕልጡፍ ናብ ተግባር ንክኣቱ ንምግባር ብትኹረት ምስራሕ ከምዝግባእ ተዛሪቦም።

ነዚ ድማ መስ ፋይናንስ ዝተዛመዱ ጉዳያት ብኮሚቴ ዝረአን ንመንግስቲ ዝቐርብን ከምዝኾነ ተገሊፁ።

ምስ ክፍፍል ንብረትን ሰራሕተኛታትን ዝተሓሓዙ ዘዕባታት በዝርዝር ድሕሪ ምቕራቦም እቲ ሞሽን ብሙሉእ ድምፂ ከምዝፀደቐ ተሓቢሩ።

ብብርሃኑ በጋሻው

 

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment