ክልል ኦሮሚያ 7 ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሹ

ኣዲስ ኣበባ፣ 28 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ኦሮሚያ ሸውዓተ ኣባላት ዘለውዎ ኮሚቴ ፀረ ግዕዚይና ኣጣይሹ።

ብመሰረት እዚ፥

  1. ኮሚሽነር ጀነራል ከፍያለው ተፈራ – ኣካቢ
  2.  ኣይተ ጉዮ ዋሪዮ – ኣባል
  3. ኣይተ ተፈሪ ወንዲፍራው – ኣባል
  4. ወ/ሮ ኮኮቤ ዲዳ – ኣባል
  5.   ኣይተ ዓብደላ ኦጋቴ  – ኣባል
  6.   ወ/ሮ መሠረት ኣሰፋ – ኣባል
  7.   ምክትል ኮሚሽነር ዘሪሁን ዱጉማ ኣባል ኮሚቴ ፀገ ግዕዚይና ብምዃን ተሰይሞም።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment