ክልል ኣምሓራ ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 4 ሕዳር፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ኮሌጅ ፖሊስ ክልል ኣምሓራ ን9ይ ዙር ዘሰልጠኖም ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ ኣመሪቑ።

እቲ ኮሌጅ ዘመረቖም ምልምል ፖላዊስ ፍሉይ ሓይሊ፥ ኣብዚ ሕዚ እዋን ዝተፈላለዩ ወታደራዊ ምርኢታት ኣርኢዮም።

ኣብቲ ስነ-ስርዓት ምረቓ ርእሰ ምምሕዳር እቲ ክልል ዶክተር ይልቃል ከፋለ፣ ኮሚሽነር ኮሚሽል ፖሊስ እቲ ክልል ተኮላ ኣይፎክሩን ዋና ኣዛዚ ፍሉይ ሓይሊ ፖሊስ ብርጋዴር ጀነራል ተፈራ ማሞን ተረኺቦም።

ሚኒስትር እቶትን ኣብ ክል ኣምሓራ መተሓባበሪ ማእኸላት ስልጠና ወፍሪ ሕልውናን ኣይተ ላቀ ኣያሌው ከምኡ እውን ምክትል ከንቲባ ምምሕዳር ከተማ ኣዲስ ኣበባ ኣይተ ጃንጥራር ኣባይን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓ መንግስቲ ክልልን ፌዴራልን ከምዝተረኸቡ ግዜኢ ፀብፂቡ።

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment