ክልል ትግራይ ሓዊሱ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደለን ከባቢታ መረፃ ንምክያድ ከምዝተሓሰበ ቦርድ መረፃ ገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 2 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ኣብ 2016 ዓ.ም ክልል ትግራይ ሓዊሱ 6ይ ሃገራዊ መረፃ ኣብ ዘይተኻየደለን ከባቢታ መረፃ ንምክያድ ከምዝሓሰበ ብሄራዊ ቦርድ መረፃ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

እቲ ቦርድ ፀብፃብ ገምጋም ኣፈፃፅማ ዝሓለፉ ትሽዓተ ኣዋርሕ በጀት ዓመት 2015 ንቀዋሚ ኮሚቴ ጉዳያት ዴሞክራሲ ባይቶ ወከልቲ ህዝቢ ምቕራቡ ኢቢሲ ፀብፂቡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅና https://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube

ዝተመረፁ
Comments (0)
Add Comment