ክልል ሃረሪ ኣብ ዞባ ቦሮና ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕል ደገፍ 10 ሚሊየን ብር ንምግባር ወሲኑ

ኣዲስ ኣበባ፣ 16 ለካቲት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ብሄራዊ ክልላዊ መንግስቲ ሃረሪ ኣብ ክልል ኦሮሞ ዞባ ቦሮና ብሰንኪ ድርቂ ጉድኣት ንዘጋጠሞም ወገናት ዝውዕል ደገፍ 10 ሚሊየን ብር ንምግባር ወሲኑ።

ኣብቲ ዞባ ብምኽኒያት ዘጋጠመ ድርቂ ብዙሓት ዜጋታት ንጉድኣት ከምዝተቓልዑ ተገሊፁ።

ብመሰረት እዚ እቲ ክልል ዝገብሮ ደገፍ ኣጠናኺሩ ከምዝቅፅል ኣብ ኮሚኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የርድእ።።

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment