ክልል ሃረሪ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ

ኣዲስ ኣበባ ፣ 19 ጥሪ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ክልል ሃረሪ ንዝተመዛበሉ ዜጋታት ዝኸውን 7 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ገንዘብን ዓይነትን ገይሩ።

መንግስቲ እቲ ክልል ንክልል ኣምሓራ ዝገበሮ ሓገዝ፥ 5 ሚሊየን ብር ጥረ ገንዘብን 2 ሚሊየን ብር ዝግመት ሓገዝ ዓይነትን ኢዩ፡፡

እቲ ሓገዝ ሓላፊ ቢሮ ትምህርቲ ኣይተ ሙክታር ሳሊህን ካልኦት ላዕለዎት ኣመራርሓታትን ኣብ ዞባ ደቡብ ወሎ ከተማ ደሴ ተረኺቦም ንምምሕዳር እቲ ዞባ ኣረኪቦም።

ህዝቢን መንግስቲን እቲ ክልል ንዝገበሮ ሓገዝ ሓላፊ ምምሕዳር ደቡብ ወሎ ኣይተ ጀማል ኣሕመድ ምስጋና ምቕራቦም ካብ ኮሙዩኒኬሽን መንግስቲ እቲ ክልል ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment