ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ -ኣይተ ዑመር ሁሴን

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ሕዳር፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ ከብሉ ሚኒስተር ግብርና ኣይተ ዑመር ሁሴን ገሊፆም።

እቲ ሚኒስቴር ኣብ ኢትዮጵያ ዘሎ ልምዲ ኢንሹራንስ 15 ዓመት ግብርናን  ዓለም ለኸ ተመክሮ ኢንሹራንስ ግብርናን ዘርእዩ ሰነዳት በዝምልከት ምስ መዳርግቲ ኣካላት መድረኽ ዘተ ኣሳሊጡ።

ኣይተ ዑመር ሁሴን፥ ኣፍሪካ እዋኑ ብዘይሓለወ ዝናብ፣ ውሑጅን ድርቅን በምጉድኣ መልክዓ እናተለወጠ ይመፅእ ምህላዉ ተዛሪቦም።

ክሌማዊ ለውጢ ጉዳይ ህልውና ኣፍሪካ ብምዃኑ ነቲ ፀገም መፍትሒ ምንዳይ የድሊ ክብሉ ኣገልዚቦም።-ኣይተ ዑመር ሁሴን

ነዚ ድማ ሓደ ኣማራፂ ኢንሹራንስ ግብርና ከምዝኾነ ሓቢሮም።

 

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment