ክሌማዊ ለውጢ ብትኽክል ናይ እማት ዓቕሚ ካብ እዋን ናብ እዋን ከብ እናበለ ምምፅኡ ተገሊፁ

ኣዲስ ኣበባ፣ 15 ነሓሰ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ክሌማዊ ለውጢ ብትኽክል ናይ እማት ዓቕሚ ካብ እዋን ናብ እዋን ከብ እናበለ ምምፅኡ ኢንስቲቱዩት ሜትዎሮሎጂ ኢትዮጵያ ገሊፁ።

ዋና ዳይሬክተር እቲ ኢንስቲቱዩት ፈጠነ ተሾመ፥ ኣብ ብዙሓት ከባቢታት ዓቕሚ ዘለዎም ጣቢያታት መአከቢ እማተ ክሌማዊ ለውጢ ተተኺሎም ኢዮም ኢሎም።

ፅርየት ዘለዎም ሓበሬታታት ዝእክቡ ዘበናዊ መከታተሊን መቆፃፀሪን ራዳራት ክሌማ ኣብ ዝተፈላለዩ ከባቢታት ኢትዮጵያ ምግጣሞም ሓቢሮም ክብል ግዜኢ ፀብፂቡ።

Comments (0)
Add Comment