ካናዳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብሕፅረት ምግቢ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ደገፍ 73 ሚሊየን ዶላር ገይራ

ኣዲስ ኣበባ፣19 ሚያዝያ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪካ ብሕፅረት ምግቢ ንፀገም ንዝተቓልዑ ዜጋታት ንምሕጋዝ ደገፍ 73 ሚሊየን ዶላር ገይራ።

እቲ ደገፍ ኢትዮጵያ፣ ኬንያን ሶማሊያን ተረባሕቲ ከምዝገብር ምግላፁ ካብ ኤምባሲ ኢትዮጵያ ኣብ ካናዳ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ።

እቲ ደገፍ ብኤጀንሲታት ውድብ ሕቡራት መንግስታት፣ ዓለም ለኸ ቀይሕ መስቀልን ቀይሕ ጨወርሒን ምንቅስቓስን መንግስታዊ ዘይኮኑ ትካላትን ኣቢሉ ህፁፅን ነዊሕ እዋን ድልየትን ንምምላእ ክወሃብ ኢዩ ተባሂሉ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

 

Comments (0)
Add Comment