ኣዲስ ኣበባ ፣ 22 ግንቦት፣ 2015 (ኤፍ ቢ ሲ)ካናዳ ንመፈፀሚ ፕሮጀክትታት ልምዓት ኣፍሪካ ዝኸውን 140 ሚሊየን ዶላር ዕላዊ ገይራ።
ተፀዋዒ ኤጀንሲ ልምዓት ኢኮኖሚ ካናዳ ኣብ ዓለም ለኸ ልምዓትን ሃገራት ፓስፊከን ሃርጂት ሳጃን፥ ኢትዮጵያ ሓዊሱ ኣብ ቻድን ገብፅን ዝነበሮም ዑደት ዛዚሞም ናብ ሃገሮም ተመሊሶም።
ዕላዊ ካብ ዝተገበረ ገንዘብ ብተወሳኺ ንቀጣና ሳሕልን ከባቢ ቻድን ሰብኣዊ ደገፍ ዝውዕል 39 ነጥቢ 8 ሚሊየን ዶላር ከምዝተመደበ ገሊፆም።
እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦
ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana
ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/
ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision
ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna
https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!
ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት
https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።