ኣዲስ ኣበባ፣ 20 ታሕሳስ፣ 2017 (ኤፍ ኤም ሲ)ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር የለን ክብሉ ቀዳማይ ሚኒስትር ኣቢይ ኣሕመድ(ዶ/ር) ገሊፆም።
እቶም ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብ ገፅ ማሕበራዊ ሚዲየኦም ኣብ ዘመሓላለፍዎ መልእኽቲ÷ ኣብዚ ሐዚ እዋን ባህሊ ስራሕና ይልወጥ ኣሎ ኢሎም።
ብምሸት ዝረአይዎ ስራሕቲ ምድላው ፈልሲ ሻሂ ዝነኣድ ከምዝኾነ ኣገንዚቦም።
ካብ ፃዕሪ ወፃኢ ዝምዕብል ሃገር ከምዘየለ እውን ኣብሪሆም።