ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝወስድ መሳገሪ ዶብ ራፋ ንፈለማ እዋን ተኸፊቱ

ኣዲስ ኣበባ፣ 21 ጥቅምቲ፣ 2016 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝወስድ መሳገሪ ዶብ ራፋ ጎንፂ እስራኤል ሃማስ ካብ ዝጅመር ንደሓር ንፈለማ እዋን ተኸፊቱ።

ዝተጎድኡ ሰባት ዝሓዛ ኣምቡላንሳት ካብ ጋዛ ናብ ግብፂ ዝኣተዋ እንትኾና÷ ክሳብ ሕዚ ብውሑዱ ሸውዓተ ተጎዳእቲ ኣብ ግብፂ ከምዝበፅሑ ተሓቢሩ፡፡

ኣብ ቀዳማይ ምዕራፍ 88 ዝተጎድኡ ፍልስጤማውያንን 500 ዝፅግዑ ዜጋታት ወፃኢ ሃገር ንኽወፅኡ ከምዝተፈቐደ ኣልጀዚራ ፀብፂቡ።

#Ethiopia

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna https://www.youtube.com/

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት https://play.google.com

Comments (0)
Add Comment