ካብ ጉጅለ ሸኔን ህወሓትን መጅሙዕ ተኹሲ ዝተረፈት ንእስቲ

ኣዲስ ኣበባ፣ 14 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ነባሪት ከተማ ወልድያ ዝኾነት ንእስቲ ሃብታም ደርባ÷ ተማሃሪት 7 ክፍሊን ጓል 16 ዓመት ዝኾነትን ምስ ስድራኣ ትነብረሉ ካብ ዝነበረ ከባቢ ክልል ኦሮሞ ግብረ ራዕዲ ሸኔ ብዘብፅሐሎም ግፍዒ፤ ወላዲኣ ‹‹ንዘርኢ እኳ እንተትተርፈትለይ›› ብምባል ናብ ሰሜን ወሎ ወልድያ ናብ ኣናሓጉኣ ሊኢኾምዋ።

ሃብታም ንከይትዕመፅ ተፀዓዒራ እንትታምልጥ ብጉጅለ ህወሓት መጅሙዕ ተኹሲ ተኸፊትዋ ፀጋማይ እግራ ተወቒዓ እያ።

ካብዚ ብተወሳኺ ርእሳ ብምውቃዕ ፈተነ ቕትለት ከምዝገበርላ  ውን ኣብሪሃ።

ሃብታም ካብ ሞት እንተተረፈት እኳ ኣብ ሰለፋ፤ ብዝበፅሓ ደብዳብ ጥይት ጉድኣት ኣካል በፂሑዋ ኣሎ።

ኣባላት ህወሓት ከተማ ወልድያ ኣብ ዝተቖፃፀሩሉ እዋን፤ ‹‹ኣብ ዝኾነት ምሸት ናብ ገዛይ ብምምፃእ ኣርባዕተ ማሓዙተይ ደፊርምወን እዮም›› ኢላ።

ንእስቲ ሃብታም ንምዕማፅ ፈተነ እንትገብሩን ብመጅሙዕ ጥይት ርእሳን እግራን እንተቖሰለ እኳ ካብ ዓመፅ ከምዘምለጠት ንትካል ፕረሰ ኢትዮጵያ ገሊፃ።

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment