ካብ ጃማ ደጎሎ ክሳብ ከተማ ኣለም ዘሎ መስመር መተሓላለፊ መስመር ፅገንኡ ተዛዚሙ

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ጃማ ደጎሎ ክሳብ ከተማ ኣለም ዘሎ መስመር መተሓላለፊ መስመር ፅገንኡ ከምዝተዛዘመ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

ግብረ ራዕዲ ህወሓት ካብ ጃማ ደጎሎ ክሳብ ከተማ ኣለም ኣብ ዘሎ መስመር መተሓላለፊ መስመር ዘብፀሖ ጉድኣት ናይ ምፅጋን ስራሕ ተዛዚሙ ድሉው ከምዝኾነ ኣብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ፈፃሚ ስራሕ መከፋፈሊ ጣቢያታትን መመሓላለፊ መስመራትን ዘፈር ኦፕሬሽን ኣይተ ሃብታሙ ውቤ ገሊፆም፡፡

እቶም ፈፃሚ ስራሕ ከምዝበሉዎ፥ ኣብቲ መስመር መተሓላለፊ ሓይሊ ልዑል ጉድኣት ዝበፅሐ ይኹን እምበር ጉጅለ ፅገና ልዑል ርብርብ ብምግባሩ፤ እቶም መስመራት ንኣገልግሎት ድሉዋት ኮይኖም ኢዮም ምባሎም ካብ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ዝረኸብናዮ ሓበሬታ የረድእ፡፡

ንልዕሊ ሓደ ወርሒ ሓይሊ ተቛሪፁዎም ዝነበሩ ከተማታት ሚዳ መራኛ፣ ኣለም ከተማን ለሚን እውን ኣብ ሓፂር ሰዓታት ሓይሊ ከምዝረኽባ ተፈሊጡ፡፡

ከባቢኦም ያሓልዉ/ዋ

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment