ካብ ደባርቕ ናብ ጎንደር ተፃዒኑ እናኣተወ ዝነበረ ጦር መሳርሒ ተተኮስቲ ጠያይቲን ተታሒዞም

ኣዲስ ኣበባ፣ 12 ሕዳር፣ 2014(ኤፍ ቢ ሲ)ልዕሊ 7 ሺሕ ናይ ብሬን ክላሽንን ተተኮስቲ ጠያይቲ፣ ሓደ ክላሽን ኮቭ፣ ዝተፈላለዩ ናይ ባንኪ ሒሳብ ደፋትር፣ ሲም ካርድታት፣ ናይ ብሬን ክሳድ ኣብ ከተማ ደባርቕ ተታሒዞም።

ብሄራዊ መርበብ ሓሬታን ድሕንነትን ምስ ሰራዊት ምክልኻል ብዝገበሮ ዝተጠናኸረ ክትትል አእቶም ኣፅዋራት ከምዝተትሓዙ ተሓቢሩ፡፡

ብነባሪ ከተማ ጎንደር ቀበሌ 15 ፍፁም ገብረክርስቶስ ቁፅ ሰሌዳ 03 ኣማ – 25162 ዝኾነት ሚስቱቡሽ ፒክ ኣፕ መኪና ንኣካላት ፀፅታ ኣገልግሎት ትራንስፖርት እናሃቡ ኢዮም ብዝብል ኣብ ግምባር ተከዘ ልዕሊ ሰሙን እናተንቀሳቐሰ ፀኒሑ ኢዩ፡፡

እቲ ውልቀ ሰብ ናብ ዛሬማ ምስተመለሰ ኣሰላልፋ ሓይሊ ወገንን ኣቀማምጣ ንፀላኢ ሓበሬታ ኣሕሊፉ እናሃበ ከምዝፀንሐን ሕዚ እውን ኣብታ መኪና ብዘስረሖ ሞደፊክ መፅዐኒ ኣቕሑት ተተኮስቲ ካብ ደባርቕ ብእካብ ናብ ጎንደር ብምውሳድ ንፅንፈኛ ጉጅለ ቅማንት ንምቕባል ስምምዕነት ከምዝነበሮ ተገሊፁ፡፡

ከባቢኦም ይሓልዉ/ዋ!

ናብ ግንባር ይውፈሩ/ራ!

መከላከያ ይደግፉ/ፋ!

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment