ካብ ደሴ ክሳብ ወልዲያ ዘለዋ ከተማታት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ረኺበን

ኣዲስ ኣበባ፣ 7 ታሕሳስ፣ 2014 (ኤፍ ቢ ሲ)ካብ ደሴ ክሳብ ወልዲያ እናተሳለጠ ዝፀንሐ ስራሕቲ ፅገና ጉድኣት ዝበፅሖም መስመራት ሓይሊ ኤሌክትሪክ ትማሊ ምሸት ተዛዚሙ እተን ከተማታት ካብ 10 ሰዓት ጀሚረን ሓይሊ ኤሌክትሪክ ከምዝረኸባ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኢትዮጵያ ኣፍሊጡ።

እቲ ትካል ከምዝሓበሮ ንከተማ ወልዲያን ከባቢኣን ኣገልግሎት እናሃበ ዝፀንሐን ዝተዘረፈን ተንቀሳቓሲ ጣቢያ መከፋፈሊ ዝህቦ ኣገልግሎት ዝትክእ ዘላቒ ስራሕ ምጅማሩ ገሊፁ።

ዝተጀመረ ስራሕ ኣብ ዝቕፅሉ ኣርባዕተ ሓሙሽተ ኣዋርሕ ተዛዚሙ ልዑል ሓይሊ ንመሃብ ዘኽእል ከምዝኾነ እቲ ሓይሊ ኤሌክትሪክ ኣፍሊጡ።

ንኢትዮጵያ፦ ነልምዕ፣ ንህነፅ፣ ንዳሎ

እዋናዊ ሓበሬታ ንምርካብ፦

ቴሌግራም ገፅናhttps://t.e/tigrignafana

ድረ ገፅና https://www.fanabc.com/tigrigna/

ትዊተር ገፅና https://twitter.com/fanatelevision

ዩቲዩብ ቻናል FBC Tigrigna

https://www.youtube.com/…/%E1%88%B0%E1%89%A5%E1%88%B5… ይግበሩ/ራ!

ሓዱሽ መተግበሪ ፋና ብሮድካስቲንግ ኮርፖሬት

https://play.google.com/store/apps/details… ኣብ ቴሌፎኖም/ነን ብምፅዓን ቀጥታ ፈነወ ቴሌቪዥን፣ ኤፍኤም 98.1ን ብሄራዊ ራዲዮን ይከታተሉ/ላ። ተንቀሳቐስቲ ምስልታት እውን ይከታተሉ/ላ።

Comments (0)
Add Comment